Welcome! Tigrigna online is a Tigrigna primary for parents and care givers to teach children Tigrigna as Second language (TSL). This website provides limited access and a “kick-start” for parents and care givers interested in teaching tgrigna in an environment where tgrigna is not commonly spoken. The curriculum of the TSL stems from the standards of Alberta learning. The language of the website is Tigrigna thus it requires that users should be conversant in reading and writing in Tigrigna. Users should be registered to gain access.

If you can't view the Geez fonts, download GS GeezMahtemUnicode.

መርሓባ! ዕላማ እዚ መርበብዚ ንምምዕባል ቋንቋ-ኣደ ትግርኛእዩ። ቋንቋ ኣደኦም ትግርኛ ዝኾኑ ወለድቲ፡ ትግርኛ ኣብ ዘይዝረበሉ ሕብረተ-ሰብ ንደቆም ትግርኛ ንኽምህርዎም፡ ንዘለውዎ ከባቢ ዚኸውን መምሃሪ ስርዓተ-ትምህርቲን ናውቲ-ትምህርቲን የድልዮም። እዚ ኣብዚ ቀሪቡ ዘሎ ስርዓተ-ትምህርቲ ትግርኛ ከም መበገሲ (እግሪ-መትከሊ) ኰይኑ ነቶም ኣብ እንግሊዝ ዝዕብልሎ ክፋል ሰሜን-ኣመሪካ ዝርከቡ ዝኣመተእዩ፣ ብፍላይ ኣብ ናይ ኣውራጃ ኣልበርታ፡ ሃገር ካናዳ ስርዓተ-ትምህርቲ ብምምርኳስ ዝተዳልወ እዩ ። ምሉእ ስርዓተ-ትምህርቲ (ካብ መውዓል-ህጻናት ክሳብ 6ይ ክፊሊ) ምስ መሳለጥያታቱ ኣግልግሎት ዝደልዩ ኣብያተ-ትምህርቲ ብኢመይል ኪውከሱ ንሕብር።